ንጉስ ገበን

$24.99

7 in stock

Book details

Description

ንጉስ ገበን

ሓጸርቲ ዛንታታት ብደንደን ሰለሙን

ንጉስ ገበን፡ ዓሰርተ ሓጸርቲ ዛንታታት ዝሓቘፈት ስራሕ ኰይና፡ ቀሪባቶም ዘላ ዛንታታት፡ ናይ ሕጂ መንእሰይ ኤርትራ ዝሓልፎም ዘሎ ተመኵሮታት ይትርኹ። ህይወት ዕውልናን ገበንን፡ ፍቕርን ጥልመትን፡ ስደትን በሰላኡን… እዞም ዛንታታት ኣልዒሎምዎም ዝርከቡ ዛዕባታት እዮም።