ኣያ ሸውዓተ ቀርኑ

$22.99

10 in stock

About the book

ኣያ ሸውዓተ ቀርኑ Herr Sju-Horn ናይ ቈልዑ ዛንታ ዛንታ፡ ደሳለ በረኸት ስእሊ፡ ማርዮ ቴሬሶ ካብ 9 ክሳብ 14 ዓመታት ዝዕደመኦም ቈልዑ ብስድራኦም ተሓጊዞም ወይ’ውን ብውልቆም ክነቡዋን ቋንቋ ትግርኛ ከማዕብሉላ ሓጋዚት ዝዀነት መጽሓፍ’ያ። እቲ ዛንታ፡ መሰጥቲ ብዝዀኑ ኣሳእል’ውን ዝተሰነየ ብምዃኑ፡ ንሓደ ካብ’ቶም ቋንቋታት ዘይመልኩ ቈልዑ፡ በቲ ካልኣይ ቋንቋ ተደጊፎም ነቲ ዛንታ ይርድኡዎን ነቲ ሓደ ቋንቋ ይለማመዱዎን።