ፍርዲ ንፋስ፡ ገበልን ሓረስታይን / The Judgment of the Wind: The Great Snake and the Farmer (ትግርኛ-እንግሊዝኛ)

$23.99

8 in stock

About the book

ኣብ ኣፈ-ታሪኽ ትግርኛ ተመርኲሳ ብፈጠራ እትትረኽ ዛንታ ቈልዑ’ያ። መሰጥቲ ዝዀኑ ናይ ኢድ ኣሳእል’ውን ነቲ ዛንታ ኣስንዮምዎ ይርከቡ። ፍርዲ ንፋስ፡ ገበልን ሓረስታይን The Judgment of the Wind: The Great Snake and the Farmer ናይ ቈልዑ ዛንታ ዛንታ፡ ብናዝሬት ኣምለሶም ክፍለ ስእሊ፡ ብኤርምያስ ዑቕበ ካብ 9 ክሳብ 14 ዓመታት ዝዕድመኦም ቈልዑ ብስድራኦም ተሓጊዞም ወይ’ውን ብውልቆም ክነቡዋን ቋንቋ ትግርኛ ከማዕብሉላ ሓጋዚት ዝዀነት መጽሓፍ’ያ። እቲ ዛንታ፡ መሰጥቲ ብዝዀኑ ኣሳእል’ውን ዝተሰነየ ብምዃኑ፡ ንሓደ ካብ’ቶም ቋንቋታት ዘይመልኩ ቈልዑ፡ በቲ ካልኣይ ቋንቋ ተደጊፎም ነቲ ዛንታ ይርድኡዎን ነቲ ሓደ ቋንቋ ይለማመዱዎን።