መርሖታት ዓወት ምስ ፎርማጆይ መን ወሲድዎ?

$20.00

23 in stock

Book details

Description

ክልተ ናይ ትርጉም መጻሓፍቲ ኣብ ሓንቲ መጽሓፍ

ብዶክተር ስፐንሰር ጆንሶን ዝተጻሕፈት ፍሮማጆይ መን ወሲድዎ?  ከም ኡውን ብርያን ትሬሲ ዝተጻሕፈት መርሖታት ዓወት መምህር ጎይቶኦም ሳህለ ካብ ኡጋንዳ ናብ ትግርኛ ተርጉሙ ኣብ ሓንቲ መጽሓፍ ኣጠቓሊሉ ናብ ነበብቲ ኣቕሪቡወን ኣሎ።

ሰናይ ንባብ !