ተፈታውን ተሰማዕን ንምዃን

$15.00

10 in stock

About the book

ተፈታውን ተሰማዕን ንምዃን ደራሲ፥ ደይል ካርንጌ ተርጓሚ፥ ኣሃዱ ደስታኣለም ኣስታት 30 ሚልየን ቅዳሓት ዝተሸጠት ኣደ መጻሕፍቲ ዓወት እቲ ትሃርፎ ስራሕ - ክትረኽቦ ትኽእል ኢኻ! እቲ ዘለኻዮ ስራሕ - ከተማዕብሎ ትኽእል ኢኻ! ንዝኾነ ኹነት - ናብ ጥቕምኻ ክትልውጦ ትኽእል ኢኻ! ካብዛ መጽሓፍ’ዚኣ፡ ትመሃሮ፥ *ብቕልጡፍን ቀሊልን መገዲ ተፈታዊ ምዃን *ንሰባት ከተእምን ምኽኣል *ናይ ዝርርብ ክእለትካ ኣመሓይሽካ፡ ዝያዳ ሰሓቢ ምዃን *ሓደሽቲ ዓማዊል ምጥራይ መጽሓፍ ‘ተፈታውን ተሰማዕን ንምዃን’ (How to Win Friends and Influence People) ካብቲ ዝተሓትመትሉ 1936 ዓ.ም ጀሚራ፡ ክሳዕ ሕጂ ካብ ሕትመት ወጺኣ ኣይትፈልጥን እያ። ኣብ 2011፡ ብመጽሔት Time፡ መበል 11 ጸላዊት መጽሓፍ ናይ ዓለምና ተባሂላ ተጸዊዓ። ናይ ኣመሪካ Library of Congress ድማ ኣብ ታሪኽ ኣመሪካ 7ይቲ ጸላዊት መጽሓፍ ክብል ሰምዩዋ። “ኣብ ቤትጽሕፈተይ፡ ካብ ዩኒቨርሲቲ ኔብራስካ ዝተቐበልኩዎ ዲግሪ ወይ ናይ ዩኒቨሪሲቲ ኮሉምብያ ማስተርስ ዲግሪ ዘይኮነስ፡ ኣብ ናይ ደይል ካርንጌ ስልጠና ዝተወሃብኩዋ ሰርቲፊከይት እያ ተሰቒላ ዘላ።” ዎረን ባፈት