About the book

እዚ መጽሓፍ ሰፊሕ ታሪኽ ህይወት ብላታ ገብረኺዳን ወደጋብር ተስፋይ በዓል ወኪ ካርነሽም ዝሓዘ ኮይኑ ብ ወዲ ወዶም ፕሮፌሰር ደሳለኝ ዝተጻሕፈ መጽሓፍ'ዩ። ብዝሒ ገጽ 245 ዝተሓትመሉ ግዜ መጋቢት 2020 ሃገረ ፓላንድ