ዝጠመመ መትሎ

$24.99

4 in stock

Book details

Description

ዝጠመመ መትሎ

ሓጸርቲ ዛንታታት ብሽሻይ ገብረሃንስ

ዝጠመመ መትሎ፡ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ፡ ጐረባብቲ ሃገራት፡ ምድረበዳ ሰሃራ፡ እስራኤልን ኤውሮጳን ዝፍጻመኦም ሓጸርቲ ዛንታታት ዝሓቘፈት መጽሓፍ እያ። እዞም ደርዘን ዝቝጽሮም ዛንታታት፡ ንህልው ኵነታት ኤርትራውያን ብፍላይ ድማ ኣብ ናይ ስደት ሃገራት፡ ብስነ-ጥበባዊ መንገዲ ሰኒዶም ይርከቡ።