About the book
መጽሓፍ ቅዱሳዊ ዛንታታት ቅጺ 1
ብመትከልን ያኔትን ፋውንዴሽን
ቍ. ገጽ 94
እዛ ካብ ብሉይን ሓድሽን ኪዳን ዝተዋጽኡ 48 መጽሓፍ ቅዱሳዊ ዛንታታት ዝሓዘት መጽሓፍ፡ ንደቂ 5 ዓመትን ልዕሊኡን ዝዕድመኦም ቈልዑ ብዝጥዕም እተዳለወት እያ። ኣዳላዊ እዛ መጽሓፍ፡ መትከልን ያኔትን ፋውንዴሽን፡ ንዘኽታማትን ዝተወጽዑን ህጻናትን ቈልዑን ዝሕግዝ ዘይመኽሰባዊ ትካል እዩ።