መጽሓፍ ቁዳሳዊ ዛንታታት ቅጺ 1( Bible Stories)

$20.00

47 in stock

Book details

Category:

Description

መጽሓፍ ቅዱሳዊ ዛንታታት ቅጺ 1

ብመትከልን ያኔትን ፋውንዴሽን

ቍ. ገጽ 94

እዛ ካብ ብሉይን ሓድሽን ኪዳን ዝተዋጽኡ 48 መጽሓፍ ቅዱሳዊ ዛንታታት ዝሓዘት መጽሓፍ፡ ንደቂ 5 ዓመትን ልዕሊኡን ዝዕድመኦም ቈልዑ ብዝጥዕም እተዳለወት እያ። ኣዳላዊ እዛ መጽሓፍ፡ መትከልን ያኔትን ፋውንዴሽን፡ ንዘኽታማትን ዝተወጽዑን ህጻናትን ቈልዑን ዝሕግዝ ዘይመኽሰባዊ ትካል እዩ።