About the book

ኢትዮጵያ ካበይ ናበይ፧ ዘይልብ ወለዳዊ ስራሕ ብመሓመድ ሓሰንን ግሬጓር ላልየን፡ ትርጕም ሩት ስምኦን ኢትዮጵያ ካበይ ናበይ፧ ኢትዮጵያ ካብ ቅድሚ ሚኢቲ ዓመታት ከም ውህድቲ ሃገር ካብ እትቐውም ክሳዕ 2016 እትትርኽ ስራሕ እያ። ብመልክዕ ቃለ-መሕትት ኣብ መንጎ ክኢላ ጂኦፖሊቲካን ዓረባዊ ዓለመን መሓመድ ሓሰን (ዶ/ር) ከምኡ’ውን ግሬጓር ላልየን ናይ ኢንቨስቲግ’ኣክሽን ዝበሃል ናይ ቋንቋ ፈረንሳይኛ መርበብ ሓበሬታ ዝቐረበት መጽሓፍ እያ…